Author: debresina

  • #ውሳኔ #ቅዱስ #ስኖዶስ #ኤርትራ

    #ውሳኔ #ቅዱስ #ስኖዶስ #ኤርትራ #ኣብ #ልዕሊ #ኣባ #ሲኖዳ(ኣባ ምሕጽንቱ) ዕለት 10/06/2016 ዓ•ም•ፈ ቀጽሪ መዝገብ ቅዱስ ስኖዶስ 700•114 ናብ ሃገረ ስብከት ሕ/መ ኣሜሪካን ካናዳን 1•ብፁእ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ።…

  • ጾመ_ነነዌ

    ስላሞ አሞላክ ሞሳኩ ይኩን ደቂ ማርያሞ ደብረ ሲና ጾመ_ነነዌ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ጾመ ነነዌ! ሰኑይ ዕለት 22/02/21 ብፈረንጂ//ዕለት 15/የካቲት/2013 ብግእዝ ክጅምር እዩ።ንበረኸት ይግበረልና። ጾመ ነነዌ…

  • ሰብዓቱ ኣጽዋማት (ሸውዓተ ኣጽዋማት)

    ብሃይማኖታዊ ሕጊ ሓዋርያዊት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሸውዓተ ኣጽዋማት ዝበሃሉ (እንብሎም) እዞም ዝስዕቡ እዮም፡- 1.ጾመ ነቢያት፡ካብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሕዳር ክሳዕ ድሮ ልደት። 2.ጾመ ነነዌ፡ቅድሚ ጾመ ኣርብዓ ዝርከብ ናይ ሠለስተመዓልቲ ጾም።…

  • ጾመ ቁስቋም

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ጾመ ቁስቋም መሃልይ 3-6፤ እዛ፡ ዓንዲ ትኪ መሲላ፡ ከርበን ዕጣንን ናይ ነጋዶ ዂሉ ዓይነት ቀመማትን እትጨኑ፡ ካብ በረኻ እትድይብ ዘላ መን እያ?…

  • ባዓል ቅዱስ ገብሬኤል

    19 ሓምለ ዕልልልልልልልልልልል“”ህጻን ንኡስ እጻን ንኡስ ህጻን ንኡስ “‘””“””””ዘኢየፍርህ ትእዛዘ ንጉስ (2) “””‘””””” እንቃዕ ናብ ዓመትዊ ክብረ ባዓል ቅዱስ ገብሬኤል ብሰላም፡ ኣብጽሃና በዚ ዕለት ቅዱስ ገብሬኤል ን ህጻን ቆርቆስን ኢዮሉጣ…

  • ደብረ ታቦር

    ደብረ ታቦር ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ነቶም ኣዕኑድ ቤተ ክርስቲያን ዝበሃሉ ሠለስተ…

  • እንኳዕ ናብ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም

    ሓምሌ♦️፪፩/21♦️ ቅድስቲ ድንግል ማርያም እዩ። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱአምላክ አሜን። ✝️ሰድራ ክስቶስ. እንኳዕ ናብ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወርሓዊ ክብረ በዓል ብሰላም ብጥዕና ኣብጸሓና ቅዱስ እግዚአብሔር…