ጾመ ቁስቋም
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ጾመ ቁስቋም መሃልይ 3-6፤ እዛ፡ ዓንዲ ትኪ መሲላ፡ ከርበን ዕጣንን ናይ ነጋዶ ዂሉ ዓይነት ቀመማትን እትጨኑ፡ ካብ በረኻ እትድይብ ዘላ መን እያ?…
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ጾመ ቁስቋም መሃልይ 3-6፤ እዛ፡ ዓንዲ ትኪ መሲላ፡ ከርበን ዕጣንን ናይ ነጋዶ ዂሉ ዓይነት ቀመማትን እትጨኑ፡ ካብ በረኻ እትድይብ ዘላ መን እያ?…
ሓምሌ♦️፪፩/21♦️ ቅድስቲ ድንግል ማርያም እዩ። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱአምላክ አሜን። ✝️ሰድራ ክስቶስ. እንኳዕ ናብ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወርሓዊ ክብረ በዓል ብሰላም ብጥዕና ኣብጸሓና ቅዱስ እግዚአብሔር…
19 ሓምለ ዕልልልልልልልልልልል“”ህጻን ንኡስ እጻን ንኡስ ህጻን ንኡስ “‘””“””””ዘኢየፍርህ ትእዛዘ ንጉስ (2) “””‘””””” እንቃዕ ናብ ዓመትዊ ክብረ ባዓል ቅዱስ ገብሬኤል ብሰላም፡ ኣብጽሃና በዚ ዕለት ቅዱስ ገብሬኤል ን ህጻን ቆርቆስን ኢዮሉጣ…
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! #ዝክሪ_በዓልሰማእታት_ኤርትራ!🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌹🌺🌼 ሰማእታት ዝበሃሉ ብሓባር ኮነ ብውልቂ ምእንቲ ሓቅን ጽድቅን ምእንቲ ህዝብን እምነትን ሂወቶም በጃ ዘወፈዩ መስዋእቲ ዝኾኑ እዮም። ሰብ ኣብ ክንዲ ብጻዩ ንሂወቱ…
#ሓበሬታ_ጾመ_ሓዋርያት፦ ጾመ ሓዋርያት ከምቲ ጐይታና “..” ዝበሎ ብድኅሪ ምውራድ መንፈስ ቅዱስ /ግብ.ሓዋ 2፡1../ ኣቦታትና ሓዋርያት ንዝጾምዎ ጾም እናዘከርና ንጸሞ ናይ ኣዋጅ ጾም እዩ።ዝጅምረሉ ብግእዝ 1 ሰነ 2012 ይጅምር ዝውዳሉ 4ሓምለ…
ዓርቢ ሰዓት 12 ዝንበብ ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ-ድርሳን 25 “ኦ ምእንቲ ኣልኣዛር ዝነባዕኻን ዝበኸይኻን ኣምላኸይ፣ ናተይ ዝመረረ ሓዘነይ ንብዓተይን ተቐበል። ብሕማማትኻ ሕማመይ ፈዉስ፣ ብኣቚሳልካ ነቊሳለይ ኣጥዒ፣ ደምኻ ኣብ ደመይ ሓዉሶ፣…
ኣስማትን ትርጉማን ዕለታትን ሰናብቲ ዓብዩ ጾም ኣርብዓ