ስብከተ ወንጌል

  • ዓቢይ ጾም “ገብርኄር

    ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። እዛ ሰንበት እዚኣ ‘ገብርኄር’ ዝተሰምየት፡ ማኅሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣብ ዝደረሶ ጾመ […]

  • ባእታ ማርያም

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን። ፫/3 ሚያዝያ ወርሓዊ በዓል ናይታ ኣማናዊት መቅደስ ዝኾነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ቤተ መቕደስ ዝኣተወትሉ ዕለት ( ባእታ ማርያም) እዩ።ናብዚ ክቡር […]

  • መስቀል

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።10/፲ መጋቢት መስቀል ዝተረኽበሉ ዕለትጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሰቕለሉ መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ግዜያትን ብዝተፈለለዩ ሰባትን ድሕሪ ምቕባሩ ብመጋቢት 10 ተዃዒቱ ወጸ። መጀመርያ ብንግስቲ ኢለኒ […]

  • ናይ ትዕቢት መጀመርያ

    ናይ ትዕቢት መጀመርያ…(ሲራ 10፡12) ሳጥናኤል ካብ ዚቐደመ ክብሩ ተዋሪዱ ዲያብሎስ ዚኾነ “እዚ ህዝቢ (ንቅዱሳን መላእኽቲ ማለት እዩ) ፈጣሪኡ ስኢኑ ተጨኒቑ ኣሎ፡ስለ’ዚ ኣነ ፈጢረኩም ብምባል ፈጣርነት ኣብ ኢደይ ኪሕዝ”ኢሉ ብምዕባ’ዩ እዩ። […]

  • ኣምላክ ምሳካ እዩ

    ኣምላክ ምሳካ እዩኢሰያስ 41፣10ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትሸበር፡ ከበርትዓካ፡ ክረድኣካ፡ ብየማነይቲ ኢድ ጽድቀይውን ክድግፈካ እየ። ኣምላክ ንዓካ እዩዘዳግም 31፣6እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ንሱ እዩ ምሳኻ ዚኸይድ እሞ፡ ኣይጠልመካን […]

  • ዘመነ ጽጌ

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን !!!ዘመነ ጽጌ ፳፮ መስከረም 2016 ክሳብ ፮ ሕዳር 20167 ጥቅምቲ2023 ክሳብ 16 ሕዳር 2023ኦ ድንግል ናብቲ ንኵሉ ዝዝክር፡ ዘይርስዕ ኣዘክሪ።ኦ ድንግል እቲ […]

  • ዘመነ ዮሐንስ

    ቃለ ቡራኬ ዘርእሰ ዓውደ ዓመት 2016 ዓ.ም. በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም ኣብጽሓና። ክቡራንን ክቡራትን ኣመንቲ ክርስትና ብሓፈሻ ኣብ ሃገርን […]

  • መልክዕ መንካዕ

    መንካዕ፡ ሓደ ካብ ዓይነት እንስሳት ኮይና ናይ ተፈጥሮ መልክዓ ዝተፈላለየ ዘደናግር እዩ። ብሓደ ወገን ብርእሳን ብእዝናን ብኣስናናን ብኣፋን ኣንጭዋ ክትመስል ከላ፣ ብካልእ ወገን ድማ ብኽልተ ኣኽናፋ ወይ መንገብገብ ስለትነፍር ናይ […]

  • ጾመ ነነዌ

    እንቋዕ ናብ ጾመ ነነዌ ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 29 ጥሪ ክሳዕ ረቡዕ 1 የካቲት 2015 ዓ.ም.ግ.ጾመ ነነዌ ሓደ ካብቶም ሾብዓተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት እዩ። ኣብ ነነዌ ዝቕመጡ ዝነበሩ ሕዝቢ ጾይሞም ምሕረት ከምዝረኸቡ፡ […]

  • ጾመ ነብያት

    ጾመ ነብያት ሓሙስ ሕዳር 15 እዩ ዝጅምር 29 ታሕሳስ ከኣ ይውድእ። እዚ ማለት ከኣ ናይ ሎሚ ዓመት ጾመ ነብያት ቅበላ ካብ ሰሉስ እዩ ዝጅምር፥ ካብ ረቡዕ ጀሚሩ ናይ ስዕረት መግቢ […]