ናርዶስ ሓጏስትባሃል

ብስም ኣብ ወወልደ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ  ኣሜን 
 
ሰላም ህዝበ ክርስቲያን ከመይ ቀኒኹም ከመይ ዊዕልኩም ሙሉእ ምስጋና ንጏይታናን ፈጣሪናን እግዚኣብሔር ይብጻሓዬ::
 
 
ሓንቲ ሓፍትና ኣብ ኣቻርሎት ተቀማቲት ጋል በቴ ክርስትይን ቁዱስ ጊዯርጊስ መዘመራን ናርዶስ ሓጏስትባሃል  ; ዝሓለፈ ሓሙስ ማኪና ሓደጋ ስለ ዘጋጠማ ናይ ሕክምና ኢንሹራንስ ስለ ዘይብላ ዝተፈላለየ ማህርምቲ ኣብ ገጻን ሑቃን ስለ ዘለዋ ንመሸፈኒ ሕክምና ሓገዝ  ከነዋጻላ ኢሎም እዚኣ  Go Fund Me link ናብ ኩሉ share ንግበራ
 
ንሓፍትና ናርዶስ ምሕረት የውርደላ:: ነቶም ገበርቲ ሰናይ ክኣ ኣምላክ ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሓፈልኩም::