እንኳዕ ንባዓለ ልደት ጎይታ ብሰላም ኣብጽሓና።

እንኳዕ ንባዓለ ልደት ጎይታ ብሰላም ኣብጽሓና።

እስመ ናሁ እዜንወክሙ ዐቢየ ዜና ዘይከውን ፍሥሐ ለክሙ ወለኵሉ ሕዝብ። እስመ ናሁ ተወልደ ለክሙ ዮም መድኅን ዘውእቱ ክርስቶስ እግዚእ ቡሩክ በሀገረ ዳዊት።” እንሆ ሎሚ መድኃኒኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ስለ ዘሎ ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ፣ ንኹሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ የበስረኩም ኣለኹ።”ሉቃ.2፣11።

Selam amlak msakum ykun endabel kem fkad amlak 1/8/2022 kab seat 5:00 am ksab 11.00 am srate kdasie alo kulun nsatef

3491 Pleasant Grove Church Rd
Morrisville, NC 27560
United States