መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኣስማት ንደቅኹም
+መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኣስማት ንደቅኹም+
1) ሕዝቅኤል – እግዚኣብሔር የበርትዕ፡ ማለት ኢዩ።
2) ሕዝቅያስ – እግዚኣብሔር ሓይለይ ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
3) ሆሴእ – እግዚኣብሔር የድሕን ፡ ማለት ኢዩ።
4) ሆሳእና – ኣድሕን ኰታ፡ ሕጂ ኣድሕነና ፡ ማለት ኢዩ።
5) ሕልቅያ – እግዚኣብሔር ግደይ ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
6) መልከጼዴቅ – ንጉሥ ጽድቂ ፡ ማለት ኢዩ።
7) ሙሴ – ኣብ ማይ ዝተረኽበ ፡ ማለት ኢዩ።
8) ሚልክያስ – ልኡኸይ ፡ ማለት ኢዩ።
9) ሚካኤል – መን ከም እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ።
10) ሚክያስ – ንእግዚኣብሔር ዝመስል መን ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
11) ራሄል – ኣንስተይቲ በጊዕ፡ ማለት ኢዩ።
12) ሩሓማ – ምሕረት ፡ ማለት ኢዩ።
13) ሳሙኤል – ስም ኣምላክ ፡ ማለት ኢዩ።
14) ሳራ – ልዕልቲ ፡ ማለት ኢዩ።
15) ሳኦል – ካብ እግዚኣብሔር እተለመነ ፡ ማለት ኢዩ።
16) ቢታንያ – ቤት በለስ ፡ ማለት ኢዩ።
17) ቤተልሔም – ቤት ሕብስቲ ፡ ማለት ኢዩ።
18) ቤትኤል – ቤት እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ።
19) ብንያም – ወዲ የማነይቲ ኢደይ ፡ ማለት ኢዩ።
20) ቴዎፍሎስ – ፈታዊ እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ።
21) ናሆም – ምጽንናዕ ፡ ማለት ኢዩ።
22) ናታን – ህያብ ፡ ማለት ኢዩ።
23) ናትናኤል – ህያብ እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ።
24) ኖኣሚ/ናእሚ – ደስታይ ፡ ማለት ኢዩ።
25) ንፍታሌም – ተጋዳላይ ፡ ማለት ኢዩ።
26) ኢሳይያስ – እግዚኣብሔር ምድሓን ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
27) ኣልኣዛር – እግዚኣብሔር ይረድእ ፡ ማለት ኢዩ።
28) ኣማኑኤል – እግዚኣብሔር ምሳና ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
29) ኣሴር – ሕጉስ ፡ ማለት ኢዩ።
30) ኣስቴር – ኮኾብ ፡ ማለት ኢዩ።
31) ኣቤሰሎም – ኣቦይ ሰላም ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
32) ኣብራም – ዓቢይ ኣቦ ፡ ማለት ኢዩ።
33) ኣብርሃም – ኣቦ ብዙሓት ፡ ማለት ኢዩ።
34) ኣከኣብ – ናይ ሓወቦ ፡ ማለት ኢዩ።
35) ኤልሳእ – እግዚኣብሔር የድሕን ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
36) ኤልያስ – እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።
37) ኤልያቄም – እግዚኣብሔር ይተክል፡ ይቕውም ፡ ማለት ኢዩ።
38) ኤርምያስ – እግዚኣብሔር ክብ የብል ፡ ማለት ኢዩ።
39) ኤሽኮል – ዘለላ ወይኒ ፡ ማለት ኢዩ።
40) ኤደን – ሓጐስ ፡ ማለት ኢዩ።
41) እስማኤል- እግዚኣብሔር ይሰምዕ ፡ ማለት ኢዩ።
42) ኬብሮን – ሕብረት ፡ ማለት ኢዩ።
43) ዘሩባቤል – ዘርኢ ባቢሎን ፡ ማለት ኢዩ።
44) ዘካርያስ – እግዚኣብሔር ይዝክር ፡ ማለት ኢዩ።
45) የዲድያ – እግዚኣብሔር ፈተዎ/ዝተፈትወ ፡ ማለት ኢዩ።
46) ያዕቆብ – ኲርዂረ ሓዘ
፡ ማለት ኢዩ።
47) ይሳኮር – ዓስበይ ደመወዘይ ፡ ማለት ኢዩ።
48) ዮሓንስ – እግዚኣብሔር ጸጋ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ።
49) ዮሴፍ – እግዚኣብሔር ይውስኽ፡ ማለት ኢዩ።
50) ዮስያስ – እግዚኣብሔር ይድግፍ፡ ማለት ኢዩ።
51) ዮናስ – ርግቢት ፡ ማለት ኢዩ።
52) ዮናታን – እግዚኣብሔር ሃበ፡ ማለት ኢዩ።
53) ዮኣብ – እግዚኣብሔር ሔር ኢዩ፡ ማለት ኢዩ።
54) ዮኤል – እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ።
55) ዮካቤድ – እግዚኣብሔር ክብሪ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ።
56) ዮያዳ – እግዚኣብሔር ይፈልጥ፡ ማለት ኢዩ።
57) ዲና – ፍርዲ/ፈረደ፡ ማለት ኢዩ።
58) ዳን – ዳኛ፡ ማለት ኢዩ።
59) ዳንኤል – እግዚኣብሔር ፈራዲ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ።
60) ዲቦራ/ዴቦራ – ንግስቲ ንህቢ፡ ማለት ኢዩ።
61) ጸዳል – ናይ ብርሃን ነጸብራቕ፡ ማለት ኢዩ።
62) ጼዴቅያስ – ጽድቂ እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ።
63) ጽጌረዳ – ጥዑም ሽታ ዘለዎ ዕምባባታት፡ ማለት ኢዩ።
64) ጽዮን – ጸግዒ/መጸግዒ፡ እምባ፡ ማለት ኢዩ።
65) ጎዶልያስ : እግዚኣብሔር ዓቢ እዩ
66) ኤልሳዕ : እግዚኣብሔር ድሕነትካ እዩ
67) ሰሎሞን: ሰላማዊ
68) ሮብኣም : ህዝቢ ይብዛሕ
69) ሮማን ፡ ቀይሕ ዕምበባ
70) ሮቤል ፡ እንሆ ወዲ ወሊደ
71) ሴዴቅያስ ፡ ናይ እግዚኣብሔር ጽድቂ
72) ሶፋንያስ ፡ እግዚኣብሔር ይስውር(ይሕሉ)
73) ቅዱስ ፡ ዝተፈልየ
74) ባሮክ ፡ ብሩኽ
75) በናያስ ፡ እግዚኣብሔር ኣጽንዐ
, 76) ባርቅ ፡ መብረቅ
79 ) ናዝራዊ ፡ ዝተቀደሰ (ዝተፈልየ)
80) ኖህ ፡ ዕረፍቲ
81) ኣሜን ፡ ዝተረጋገጸ ዝተኣምነ ( ይኹን ፡ብሓቂ ፡
ሰናይ)
82) ኣቤሜለክ ፡ናይ ንጉሥ ኣገልጋሊ
83) ኣብርሃም ፡ዓቢ ኣቦ
84) ኣብዩድ ፡ ኣገልጋሊ እግዚኣብሔር
85) ኣኪያ ፡ እግዚኣብሔር ሓወይ እዩ
86) ኣዛሄል ፡እግዚኣብሔር ይርኢ እዩ
87) ኣዜብ ፡ ኣብ መንጎ ምዕራብን ሰሜን ዘሎ ቦታ
88) ኣዳም ፡ካብ መሬት ዝተፈጥረ ፡ ብመልክዕ እግዚኣብሔር ዝተፈጥረ
89) ኢየሩሳሌም ፡ናይ ሰላም ከተማ
90) ኢይዝራኤል ፡ እግዚኣብሔር ይዘርእ እዩ
91) ኢዮሳጥ ፡ እግዚኣብሔር ፈሪዱ
92) ኢዮራም ፡ እግዚኣብሔር ልዕል ልዕል በለ
93) ኢዮስያስ ፡ እግዚኣብሔር ደጋፊ እዩ
, 94) ኢዮቤልዩ ፡ ነጋሪ (መለኸት )
95 ) ኢዮአስ ፡ እግዚኣብሔር ሂቡ
96 ) ኢዮአቄም ፡ እግዚኣብሔር ኣቆመ
97) ኢዮአብ ፡ እግዚኣብሔር ኣቦ እዩ
98) ኢዮአታም ፡ እግዚኣብሔር ፍጹም እዩ
99) ኢዮአካዝ ፡ እግዚኣብሔር ይሕዝ እዩ
100) ኤልዔዘር ፡ እግዚኣብሔር ረድኤት(ረዳኢ) እዩ
101)ኢዩኤል -እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ (!)<3
102) ኢያሱ – እግዚኣብሔር ኣድሓኒ እዩ
103) ኤልያቄም -እግዚኣብሔር የትንስእ እዩ
104) ኤሽኮል – ዘለላ ማለት እዩ
105) ኤዶም -ቀይሕ ማለት እዩ
106) እስራኤል ምስ እግዚኣብሔር ተባኢሱ ዝሰዓረ
107) ኣዶንያስ -ያህዌ ጎይታ እዩ
108) ኣዶኒራም -ጎይታይ ልዕል ዝበለ እዩ
109) ኬብሮም -ሕብረት ማለት እዩ
110) ኬልቅያስ – እግዚኣብሔር ዕድለይ እዩ
111) ኪርስቲሎቤ -ዝኸበረ እምኒ (ማዕድን)
112) ዓዛርያስ -እግዚኣብሔር ረዲእዎ ማለት እዩ
113)ዔደን – ደስታ ማለት እዩ
114)ዘካርያስ – እግዚኣብሔር ይዝክር እዩ
115)ዛቢሎን- መንበሪ ማለት እዩ
116) ይዲድያ -ብእግዚኣብሔር ዝተፈትወ
117)ዮሓናን፥እግዚኣብሔር ወሃቢ ጸጋ እዩ
118)ዮኣስ -እግዚኣብሔር ሃበ
119) ዮኣኪን-እግዚኣብሔር የጽንዕ (የቅውም)
120) ዮካብድ -እግዚኣብሔር ክብሪ እዩ
121) ዮዳሄ -እግዚኣብሔር ይፈልጥ
122)ዮፍታሔ- እግዚኣብሔር ይኸፍት
123)ዲቦራ – ንህቢ ማለት እዩ
124) ዲና – ፈረደ ማለት እዩ
125) መክብብ- ሰባኺ መምህር ማለት እዩ
ብ መዝሙረይ ኢኺ ድንግለይ
126) ምናሴ – መረሳስዒ ማለት እዩ
127) ሳራ -ልእልቲ ማለት እዩ
128)ሲኖዶስ -ጉባኤ ማለት እዩ
129) ሳኦል -ካብ እግዚኣብሔር ዝተለመነ ማለት እዩ
130) ሴት -መተካእታ ማለት እዩ
131) ስምኦን – እግዚኣብሔር ሰሚዑኒ ማለት እዩ
132) ቃዴስ – ቅዱስ ማለት እዩ
133) ቄዳር -ሓያል ማለት እዩ
ምንጪ (የመጽሓፈ ቅዱስ መዝገበ ቃላት
