ዐቢይ ጾም
በስመ ኣብ ወወልጽ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ከመይ ኣምሲኹም፥ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ዐቢይ ጾም ማለት “ጾመ” ሓደገ,ተዓቀበ,ተኣረመ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ቃል እዩ።“ጾም ካብ […]
በስመ ኣብ ወወልጽ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ከመይ ኣምሲኹም፥ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ዐቢይ ጾም ማለት “ጾመ” ሓደገ,ተዓቀበ,ተኣረመ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ቃል እዩ።“ጾም ካብ […]
+መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኣስማት ንደቅኹም+ 1) ሕዝቅኤል – እግዚኣብሔር የበርትዕ፡ ማለት ኢዩ።2) ሕዝቅያስ – እግዚኣብሔር ሓይለይ ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ።3) ሆሴእ – እግዚኣብሔር የድሕን ፡ ማለት ኢዩ።4) ሆሳእና – ኣድሕን ኰታ፡ […]
ጸሎት ኣብ ግዜ ጸበባ ኸምቲ ኣብ ማእከል ማዕበል ዝድርበ መልሕቅ እዩ” (ዮውሃንስ ኣፈወርቅ) እዚ ኣዝዩ ዓሚቝ ብህሎ እዚ ቅዱስ ዮውሃንስ ኣፈወርቅ፡ ሓይሊ ጸሎት ኣብ ግዜ መከራ ንምግላጽ ዝተጠቕመሉ ቃል እዩ። […]
ሞንባብ ፍልጠት ይዉስክ እዩሞ ደቂ ማርያመይ ነን ብብ ኩሉ ንሰዶ ሃደራንበረከት እዬ እንቋዕ ናብዚ ክቡር በዓለ ሆሣዕና ኣብጽሓና!!! “ቡሩክ ዘይመጽእ በስመ እግዚአብሔር” “ቡሩክ ዘይመጽእ በስመ እግዚአብሔር ሆሣዕና በአርያም” ፡ ብስም […]
“ናብ ዑደተ ሆሳዕናሁ ከምዘብጽሓና ናብ ብርሃነ ትንሣኤኡ ድማ ከምኡ የብቅዓና! ” ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ 6ይ ፓትርያርክ ዘሀገረ ኤርትራአቀድም አእኵቶቶ ለእግዚአብሔር ዘአብጽሐነ ዛተ ዕለተ/ ናብዛ ዕለት እዚኣ ንዘብጽሓና እግዚአብሔር […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! እንቋዕ ናብ በዓለ ቁስቋም ብሰላም ኣብጽሓና፮/6 ሕዳር በዓል ቁስቋም በዓለ ቁስቋም ሓደ ካብ 33 በዓላተ ቅድስት ድንግል ማርያም እዩ። ‘አመ ፮ ለኅዳር […]
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ከም ፍቅድ እግዚኣብሔር ሎሚ እውን ሕጽር ዝበለ ጽሑፍ ብዛዕባ እዘን ካብ ሰኑይ ክሳዕ ሰንበት ዘለዋ መዓልታት ክነቕርብ ኢና ። ኣምላኽና እግዚኣብሔር ምኽሩን ጥበቡን […]
👉 ኣብ ሰሙነ ሕማማት ቅዳሴ ኣይቅደስን እዩ ብዘይካ ሓሙስ ጽግቦ ስርዓተ ቅዳሴ ኣይፍጸምን እዩ። 👉ኣብ ሰሙነ ሕማማት ስርዓተ ጥምቀት ኮነ ስርዓተ ተክሊልን ካሊእ ምስጥራት ኣይፍጸምን እዩ። 👉ኣብ ሰሙነ ሕማማት ንዝሞተ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን! ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኩሉ ግዜ ንግሆ ንግሆ እንዳ ተንስአት ነጸላኣ ተጐልቢባ ናብ ቤተ ክርስቲያን ናይ ምምልላስ ልምዲ ዝነበራ ነበረት። ካብ ዕለታት ሓደ […]
ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። እዛ ሰንበት እዚኣ ‘ገብርኄር’ ዝተሰምየት፡ ማኅሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣብ ዝደረሶ ጾመ […]