Author: debresina

  • ተመስገን

    ተምስገን (3x) ጎይታዬ (2x) ምኽኣል ስኢነ በዚሑ ሓጢያተይ ብኣኻ ኣምላኸይ ተሸፊኑ ጉደይ ናብራ መሪሩኒ ፈተና አንተኾነ ሕይወት ከቢዱኒ ምኽኣል ስኢነ ኹሉ ግን ጎይታየ ንጽቡቅ ጌርኻዮ ኣምላኽ ንውእለትካ እንታይ ኢለ ክሰምዮ […]

  • እግዚኣብሄር ጉሳና’ዮ

    እግዚኣብሄር ጉሳና’ዮ ዝጎድለና የለን ንትጽላኢ ስዒሩልና’ዩ ኣሕሊፉ ኣይሃበናን ንሂወትና በርኸት ጸጋ ዝዓደለና ኣማኑኤል ይኽበር ይመስገን ዝሃለወና ጸላኢ ሰናያት እንክዋጋኣኒ ሰይፊ ኩናት ጌሩ ክቆራርጸኒ ስቅ ኢልካ ኣይረኣኻን እድንግጸለ’ይ ንኽብሪ በቅኤ ብኣካ […]