Month: April 2024

  • በዓልቲ ጸጸር

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን! ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኩሉ ግዜ ንግሆ ንግሆ እንዳ ተንስአት ነጸላኣ ተጐልቢባ ናብ ቤተ ክርስቲያን ናይ ምምልላስ ልምዲ ዝነበራ ነበረት። ካብ ዕለታት ሓደ […]

  • ዓቢይ ጾም “ገብርኄር

    ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። እዛ ሰንበት እዚኣ ‘ገብርኄር’ ዝተሰምየት፡ ማኅሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣብ ዝደረሶ ጾመ […]

  • ባእታ ማርያም

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን። ፫/3 ሚያዝያ ወርሓዊ በዓል ናይታ ኣማናዊት መቅደስ ዝኾነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ቤተ መቕደስ ዝኣተወትሉ ዕለት ( ባእታ ማርያም) እዩ።ናብዚ ክቡር […]