መደባት ቤተ-ክርስትያ

በሰመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓድ አምላክ አሜን።
ስላም እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ይኹን ክቡራት ምእመና፤
ክሳብ አቦና ቀሺ ቃላአብ ዝምለሱ ናይ ጊዜኡ መደባት
ቅዱስት ድንግል ማርያም ቤተ-ክርስትያን ዘወትር ስንበት ካብ ስዓት 6:30 ንጉሆ ጀሚሩ ክፍት ኮይኑ፣ አቦታትና ካብ ከባቢና አቦና ቀሺ ስሞኦን ከምኡ`ውን አቦና ቀሺ ተስፎን ካብ ቻርለት ምስቲ ናታቶም መደብ አዋሃሂዶም ክሕጉዙና ኢዮም። አቦታት አብዜይ የለው ኻአ አቦና ቀሺ ገ/ሂውት ብzoom ክቅድሱልና ኢዮም። አብ ገጊዜኡ ክንሕብር ኢና፤
ሊቀ ሑሩያን አቦና ቀሺ ሚካኤልካብ አትላንታ ኻአ ከምቲ ኩልጊዜ ደገፎም አይፍለየናን ኢዮ።
እግዜአብሔር ቤተ-ክርስትያና ይባርኽ።
ስበኻ ጉባኤ