ቅዱስ ጊዮርጊስ

ከመይ ሓዲርኩም ህዝበ ክርስትያን
🌿 +++ 23 +++ 🌿
ናይ ፍጡነ ረድኤት ሊቀ ሰማእታት ቅዱስ ጊዮርጊስ በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኩሎም ናይዚ ዕለት ቅዱሳን ጻድቃናት ሰማእታት ሑርያን እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይሕደር ብሩኻተይ፡ ሰላም የሕዲሩ ብሰላም ዘተሳኣና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ነዚ ብርሃን ክንርኢ ዝፈቐደልና ክብርን ምስጋናን ውዳሴን አምልኾን ንዕኡ ይኹኖ አሜን ብሩኽ መዓልቲ ፍትዋተይ

🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️