ጾመ ቁስቋም

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!

ጾመ ቁስቋም
መሃልይ 3-6፤ እዛ፡ ዓንዲ ትኪ መሲላ፡ ከርበን ዕጣንን ናይ ነጋዶ ዂሉ ዓይነት ቀመማትን እትጨኑ፡ ካብ በረኻ እትድይብ ዘላ መን እያ?

ጾመ ጽጌ (ስደታ ለማርያም)
ብግእዝ 26 መስከረም ክሳብ 6 ሕዳር
ብፈረንጂ 6 ጥቅምቲ ክሳብ 17ሕዳር

በረከት ናይ እመ ብርሃን ምስኩላትና ናይ ሓደራ ደቃ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን