ጾመ ነነዌ

በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን

ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ጾመ ነነዌ ሰኑይ ዕለት 7፡ ሰሉስ ዕለት 8፡ ሮቡዕ ዕለት 9 የካቲት 2014 ዓ.ም.ግ (ካብ ዕለት 14-16/02/2022 ዓ.ም.ፈ) እዩ።

እግዚአብሔር ኣምላኽና ጾምና ንሓጢኣትና መደምሰሲ መንግስተ ሰማያት መውረሲ ይግበረልና ።
ንሰብኣ ነነዌ ጾመምን ምህለላኦምን ዝሰምዐ ኣምላኽ ናይ ኩላትና ሕዝበ ክርስቲያን ጸሎትን ምሕለላን ይቀበል።
አሜን አሜን አሜን!!!