Month: October 2023

  • ኣምላክ ምሳካ እዩ

    ኣምላክ ምሳካ እዩኢሰያስ 41፣10ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትሸበር፡ ከበርትዓካ፡ ክረድኣካ፡ ብየማነይቲ ኢድ ጽድቀይውን ክድግፈካ እየ። ኣምላክ ንዓካ እዩዘዳግም 31፣6እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ንሱ እዩ ምሳኻ ዚኸይድ እሞ፡ ኣይጠልመካን […]

  • ዘመነ ጽጌ

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን !!!ዘመነ ጽጌ ፳፮ መስከረም 2016 ክሳብ ፮ ሕዳር 20167 ጥቅምቲ2023 ክሳብ 16 ሕዳር 2023ኦ ድንግል ናብቲ ንኵሉ ዝዝክር፡ ዘይርስዕ ኣዘክሪ።ኦ ድንግል እቲ […]

  • ቅዱስ ጊዮርጊስ

    ከመይ ሓዲርኩም ህዝበ ክርስትያን🌿 +++ 23 +++ 🌿ናይ ፍጡነ ረድኤት ሊቀ ሰማእታት ቅዱስ ጊዮርጊስ በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኩሎም ናይዚ ዕለት ቅዱሳን ጻድቃናት ሰማእታት ሑርያን እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይሕደር ብሩኻተይ፡ ሰላም […]