ጾም (2ተ ሱባኤ)
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን።ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኹን ናይ እግዚኣብሔር ቤተ ሰብ ከመይ ቀኒኹም?እምበኣር እዚ ሒዝናዮ ዝጸናሕና ጾም (2ተ ሱባኤ) ሰሉስ እዩ ዝውድእ.ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል […]
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን።ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩልና ይኹን ናይ እግዚኣብሔር ቤተ ሰብ ከመይ ቀኒኹም?እምበኣር እዚ ሒዝናዮ ዝጸናሕና ጾም (2ተ ሱባኤ) ሰሉስ እዩ ዝውድእ.ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል […]
እንቋዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ኣብጽሓና !ካብ 1 ነሓሴ ክሳዕ 16 ነሓሴ 2015 ዓ.ም.ግ. ዘሎ መዓልታት ብጸሎትን ውዳሴን ቅዳሴን ከምኡ’ውን ዝጽወም ሓደ ካብ ሾብዓተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት ጾመ ፍልሰታ እዩ። ‘ፍልሰት’፡ […]
መንካዕ፡ ሓደ ካብ ዓይነት እንስሳት ኮይና ናይ ተፈጥሮ መልክዓ ዝተፈላለየ ዘደናግር እዩ። ብሓደ ወገን ብርእሳን ብእዝናን ብኣስናናን ብኣፋን ኣንጭዋ ክትመስል ከላ፣ ብካልእ ወገን ድማ ብኽልተ ኣኽናፋ ወይ መንገብገብ ስለትነፍር ናይ […]
ኣባታዊ ምኽሪ!! ሓደ መንእሰይ ንናይ መንፈስ ኣቡኡ ጽብቕ ነገር ዝብሃል እንታይ’ዩ ብሉ ይሓትት፧ናይ መንፈስ ኣቡኡ ድማ ዝወደይ ኣብ’ዚ ዓለም ጽብቕ ዝብሃል፡ዘውትር ሓጢአትካ እዳዘከርካ ይቕረታ ምልማን፡ከምእው ውን ኣብ ሥራሕ መንፈሳዊ ነፍስኻ […]
ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑ እዩ ዝሰምር ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት ናይ ግድን እዩ። ጾም ቁስለ ነፍሲ ትፍውስ ኃይለ ፍትወት ተድክም፣ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ምግባራት […]
እንቋዕ ናብ ጾመ ነነዌ ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 29 ጥሪ ክሳዕ ረቡዕ 1 የካቲት 2015 ዓ.ም.ግ.ጾመ ነነዌ ሓደ ካብቶም ሾብዓተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት እዩ። ኣብ ነነዌ ዝቕመጡ ዝነበሩ ሕዝቢ ጾይሞም ምሕረት ከምዝረኸቡ፡ […]
Selam amlak msakum ykun kemey kenikum kem fkad amlak 21/1/23 Saturday malet ayu bmknyat Beal Tmket kidasie alona sorrt hji melsi Nay abotat slezfeletna ayu 4:30 am Saturday they have […]
Reminders. Selam amlak msakum ykun Tsbah senbet tmket kidasie alo kuluna Nsatef Aboy kesh simon dongna enda metsana yesekfuna Alewu keltifna nsatef Tomorrow Sunday Sunday Gods day please everybody come […]
Reminder – መዘካከሪSelam amlak msakum ykun Friday 6/1/2023kab seat 8:30 pm kdasie alona 3515 Crittenden LaneHolly Springs, NC 27540
ዜና ዕረፍቲ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ 5ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኦርቶዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ! “ኦ ገብርኄር ወምእመን… ባእ ወስተ ፍስሐሁ ለእግዚእከ፡/ኦ ሕያዋይ እሙንን ኣገልጋሊ.. ናብ ሓጐስ ጐይታካ […]