Category: ስብከተ ወንጌል
-
-
-
-
-
-
ክብሪ ናይ ቀደማ ድንግል ማርያም
ብምኽንያት እዛ ክብርቲ ዕለት ትብጻሕሓለይ ናብ መላእ ህዝበ ክርስያን ሸር ግበርዋ ዘንበብክማ ንበረኸት ተኻፊልኩም ኣካፍሉ ግጥሚ ክብሪ ናይ ቀደማ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ክብሪ ናይ ቀደማ ድንግል […]
-
ዳግማይ ትንሣኤ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! ኣብዚ ዕለት ሰንበት ትንሣኤ ከምዝተጠቅሰ ኣብቲ ዕለት ትንሣኤ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንቅዱሳን ሓዋርያት ብዕጽው ማዕጾ ኣትዩ ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን ኢሉ ትንሣኤኡ […]
-
ኣብ ግብረ ሕማማት ዝርከቡ ቃላትን ትርጉሞምን
ኣብ ግብረ ሕማማት ዝርከቡ ቃላትን ትርጉሞምን በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ኪርያላይሶን፡ ኪርያላይሶን፡ ኪርያላይሶን!!! ኣብ ግብረ ሕማማት ዘለዉ ቃላት ብግእዝ ይኹን ብትግርኛ ከይተተርጎሙ ከም ዘለውዎ ካብ ዝተፈላለዩ […]
-
ትቅስታት
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣህዱ ኣምላክ ኣሜን። ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስትያን ኣህዋተይ ደቂ ክርስቶስ ንዘሃተትኩም ምታን ድልዋት ኪትኮኑ ድልዋት ኩኑ ከምዝብለና ነዘን ትቅስታት ንራየን ነንቢበን ኢና የሕዋተይ፣ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ […]
-
ንጎይታ ክንዲ ምንታይ ኢና ነፍቅሮ ?
ንጎይታ ክንዲ ምንታይ ኢና ነፍቅሮ ? ንጐይታና ክንረኽብ ዝኽፈል ንኸፍል ዲና፣ ዋላስ ንጐይታ ኣሕሊፍና ክንህብ ገንዘብ እንቕበል ኢና? መኖም ኢና ንሕና? ዓስቢ ደሊና ከም ይሁዳ ናብ ጐይታ እንቐርብ ሰባት […]