Month: April 2016

  • ዓርቢ ሰዓት 12 ዝንበብ ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ-ድርሳን 25

    ዓርቢ ሰዓት 12 ዝንበብ ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ-ድርሳን 25 “ኦ ምእንቲ ኣልኣዛር ዝነባዕኻን ዝበኸይኻን ኣምላኸይ፣ ናተይ ዝመረረ ሓዘነይ ንብዓተይን ተቐበል። ብሕማማትኻ ሕማመይ ፈዉስ፣ ብኣቚሳልካ ነቊሳለይ ኣጥዒ፣ ደምኻ ኣብ ደመይ ሓዉሶ፣ […]

  • ኣብ ግብረ ሕማማት ዝርከቡ ቃላትን ትርጉሞምን

    ኣብ ግብረ ሕማማት ዝርከቡ ቃላትን ትርጉሞምን በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ኪርያላይሶን፡ ኪርያላይሶን፡ ኪርያላይሶን!!! ኣብ ግብረ ሕማማት ዘለዉ ቃላት ብግእዝ ይኹን ብትግርኛ ከይተተርጎሙ ከም ዘለውዎ ካብ ዝተፈላለዩ […]

  • ትቅስታት

    ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣህዱ ኣምላክ ኣሜን። ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስትያን ኣህዋተይ ደቂ ክርስቶስ ንዘሃተትኩም ምታን ድልዋት ኪትኮኑ ድልዋት ኩኑ ከምዝብለና ነዘን ትቅስታት ንራየን ነንቢበን ኢና የሕዋተይ፣ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ […]

  • ንጎይታ ክንዲ ምንታይ ኢና ነፍቅሮ ?

      ንጎይታ ክንዲ ምንታይ ኢና ነፍቅሮ ? ንጐይታና ክንረኽብ ዝኽፈል ንኸፍል ዲና፣ ዋላስ ንጐይታ ኣሕሊፍና ክንህብ ገንዘብ እንቕበል ኢና? መኖም ኢና ንሕና? ዓስቢ ደሊና ከም ይሁዳ ናብ ጐይታ እንቐርብ ሰባት […]