Month: February 2023

  • ጸሎት ምስ ጾም

    ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑ እዩ ዝሰምር ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት ናይ ግድን እዩ። ጾም ቁስለ ነፍሲ ትፍውስ ኃይለ ፍትወት ተድክም፣ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ምግባራት […]

  • ጾመ ነነዌ

    እንቋዕ ናብ ጾመ ነነዌ ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 29 ጥሪ ክሳዕ ረቡዕ 1 የካቲት 2015 ዓ.ም.ግ.ጾመ ነነዌ ሓደ ካብቶም ሾብዓተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት እዩ። ኣብ ነነዌ ዝቕመጡ ዝነበሩ ሕዝቢ ጾይሞም ምሕረት ከምዝረኸቡ፡ […]