ስብከተ ወንጌል

  • ንጎይታ ክንዲ ምንታይ ኢና ነፍቅሮ ?

      ንጎይታ ክንዲ ምንታይ ኢና ነፍቅሮ ? ንጐይታና ክንረኽብ ዝኽፈል ንኸፍል ዲና፣ ዋላስ ንጐይታ ኣሕሊፍና ክንህብ ገንዘብ እንቕበል ኢና? መኖም ኢና ንሕና? ዓስቢ ደሊና ከም ይሁዳ ናብ ጐይታ እንቐርብ ሰባት […]

  • ጾም ኣርብዓ

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ፡ አሜን። ንጹም ጾመ ወናፍቅር ቢጸነ ወንትፋቀር በበይናቲነ። (ካብ መዝሙር ዘወረደ) ክቡራንን ክቡራትን ስድራ እግዚኣብሔር፡ ቡሩኽ ጾም ይግበረልና፡ ነዚ ቅዱስ ሱባኤዚ ብሽለልትነት ዝመልኦ ኣገባብ፡ […]