ዘመነ ዮሐንስ
ቃለ ቡራኬ ዘርእሰ ዓውደ ዓመት 2016 ዓ.ም. በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም ኣብጽሓና። ክቡራንን ክቡራትን ኣመንቲ ክርስትና ብሓፈሻ ኣብ ሃገርን […]
ቃለ ቡራኬ ዘርእሰ ዓውደ ዓመት 2016 ዓ.ም. በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም ኣብጽሓና። ክቡራንን ክቡራትን ኣመንቲ ክርስትና ብሓፈሻ ኣብ ሃገርን […]
መንካዕ፡ ሓደ ካብ ዓይነት እንስሳት ኮይና ናይ ተፈጥሮ መልክዓ ዝተፈላለየ ዘደናግር እዩ። ብሓደ ወገን ብርእሳን ብእዝናን ብኣስናናን ብኣፋን ኣንጭዋ ክትመስል ከላ፣ ብካልእ ወገን ድማ ብኽልተ ኣኽናፋ ወይ መንገብገብ ስለትነፍር ናይ […]
እንቋዕ ናብ ጾመ ነነዌ ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 29 ጥሪ ክሳዕ ረቡዕ 1 የካቲት 2015 ዓ.ም.ግ.ጾመ ነነዌ ሓደ ካብቶም ሾብዓተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት እዩ። ኣብ ነነዌ ዝቕመጡ ዝነበሩ ሕዝቢ ጾይሞም ምሕረት ከምዝረኸቡ፡ […]
ጾመ ነብያት ሓሙስ ሕዳር 15 እዩ ዝጅምር 29 ታሕሳስ ከኣ ይውድእ። እዚ ማለት ከኣ ናይ ሎሚ ዓመት ጾመ ነብያት ቅበላ ካብ ሰሉስ እዩ ዝጅምር፥ ካብ ረቡዕ ጀሚሩ ናይ ስዕረት መግቢ […]
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ማንካዝሰረቐ ቀሺ! ሓደ ካህን/ቀሺ ምስ ሃይማኖታውያን ስድራ ቤት ናይ ድራር እንግዶት ነበሮ። ድሕሪ ድራር እቶም ቀሺ ንቤቶም ምስ ከዱ፡ እታ ሰበይቲ ንበዓል ቤታ […]