መልእኽቲ

  • ጸሎት ምስ ጾም

    ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑ እዩ ዝሰምር ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት ናይ ግድን እዩ። ጾም ቁስለ ነፍሲ ትፍውስ ኃይለ ፍትወት ተድክም፣ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ምግባራት […]

  • Beal Tmket

    Selam amlak msakum ykun kemey kenikum kem fkad amlak 21/1/23 Saturday malet ayu bmknyat Beal Tmket kidasie alona sorrt hji melsi Nay abotat slezfeletna ayu 4:30 am Saturday they have […]

  • Time

    Reminders. Selam amlak msakum ykun Tsbah senbet tmket kidasie alo kuluna Nsatef Aboy kesh simon dongna enda metsana yesekfuna Alewu keltifna nsatef Tomorrow Sunday Sunday Gods day please everybody come […]

  • ዕረፍቲ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ

    ዜና ዕረፍቲ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ 5ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኦርቶዶስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ! “ኦ ገብርኄር ወምእመን… ባእ ወስተ ፍስሐሁ ለእግዚእከ፡/ኦ ሕያዋይ እሙንን ኣገልጋሊ.. ናብ ሓጐስ ጐይታካ […]

  • ጾመ-ነብያት

    ጾመ-ነብያትበስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! እንቋዕ ናብ ጾመ ነብያት ኣብጽኃና! #ዝጅምረሉሕዳር ዕለት ፲፭-፪፼፲፭ ዓ.ም.ግዕለት( 24/11/22) ዓ,ም,ፈ #ክሳብታኅሣስ ዕለት ፳፱-፪፼፲፭ ዓ.ም. ግዕለት (07-01-2022) ዓ.ም. ፈይውድእ!!! {በዓለ ልደት } […]

  • ቴድሮስ ነጋሽ ናይ ዓመቱ ጾሎተ ፍትሃት

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! ዝኸበርኩም ናይ_እግዚአብሔር ቤተሰብ ከመይ ቀኒኩም። ንዕለት 12-3-2022 ንዝመጽ ቀዳሞ ናይ ሓውና ቴድሮስ ነጋሽ ናይ ዓመቱ ጾሎተ ፍትሃትአሎና ፣፣ ካብ ሰዓት 4፣30 am […]

  • ጾመ ነነዌ

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ዝኸበርኩም ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ጾመ ነነዌ ሰኑይ ዕለት 7፡ ሰሉስ ዕለት 8፡ ሮቡዕ ዕለት 9 የካቲት 2014 ዓ.ም.ግ (ካብ ዕለት 14-16/02/2022 ዓ.ም.ፈ) እዩ። […]